SKIP TO MAIN CONTENT

ድሕሪ ገስጋስ ዋግነር ናብ ሞስኮ፡ ዕጫ መራሒ ዋግነር ፕሪጎዢን፡ መጻኢ ፑቲንን ኲናት ዩክረይንን

Russian Revolt Putin
ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን ፡ ወናኒ ወተሃደራዊ ኩባን ያጉጅለ ዋግነር ዝዀነ የቭገንይ ፕሪጎዚን ፡ ዕጥቃዊ ዕልዋ ክግበር ፈቲኑ ድሕሪ ምባሉ ፡ ምስ ወተሃደራቱ ኣብ ከተማ ሮስቶቭ-ኦን ዶን ምስ በጽሐ ፡ ንህዝቢ መግለጺ ክህብ ከሎ ። (Pavel Bednyakov, Sputnik, Kremlin Pool Photo via AP, File) Credit: Pavel Bednyakov/AP

እዚ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ሩስያ ዘስደምምን ዘሰንብድን ኩነታት እዩ ተፈጺሙ ። ካብቲ ብዙሕ ኣጽዋር ዝዓጠቑ ናይ ዉልቂ ሰራዊት ሩስያ ናብ ሞስኮ ምኻድን ዝገበርዎ ምንቅስቓስ ብኽሕደት ሃገር ተኸሲሶሙሉ ዝነበረ ክሲ ክመሓሩ ተራእዩ። እቲ ህውከት ስልጣን ፕረዚደንት ፑቲን ዝተፈታተነ ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ ኩነታትን ብዛዕባ እቲ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ግጭትን ሕቶታት ኣልዒሉ ይርከብ ።

Published

By Essam Al-Ghalib

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

እዚ ቀዳመ ሰንበት ኣብ ሩስያ ዘስደምምን ዘሰንብድን ኩነታት እዩ ተፈጺሙ ። ካብቲ ብዙሕ ኣጽዋር ዝዓጠቑ ናይ ዉልቂ ሰራዊት ሩስያ ናብ ሞስኮ ምኻድን ዝገበርዎ ምንቅስቓስ ብኽሕደት ሃገር ተኸሲሶሙሉ ዝነበረ ክሲ ክመሓሩ ተራእዩ። እቲ ህውከት ስልጣን ፕረዚደንት ፑቲን ዝተፈታተነ ፡ ብዛዕባ እቲ ኣብ ስልጣን ዝጸንሓሉ ኩነታትን ብዛዕባ እቲ ኣብ ዩክረይን ዘሎ ግጭትን ሕቶታት ኣልዒሉ ይርከብ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now