Russian police investigators inspect a damaged 'Street bar' cafe in a blast in Saint Petersburg on April 2, 2023. - Source: AFP / OLGA MALTSEVA/AFP via Getty Images
ደገፍቲ ሓይልታት ሩስያ ፡ ንህይወት እቲ ኣብ ሰይንት ፒተርስበርግ ኣብ ዝርከብ ካፈ ነታጒ ብምፍንጃሩ እተቐትለ ሩስያዊ ወተሃደራዊ ኣወዓዋዒ ብሎገር ፡ ቭላርለን ታታርስኪ ክብሪ ሂቦም ። ጉጅለ ተዓሲቡ ዝሰርሕ ዋግነር ኣብ ምብራቓዊት ከተማ ባክሙት ፡ ስም ሚስተር ታታርስኪ ዘለዋ ባንዴራ ሩስያ ልዕል ኣቢሉ ኣምበልቢሉ ኣሎ ። እቲ ምስ ሩስያ ዝውግን ጕጅለ ፡ ኣብ ምዕራብ እታ ከተማ ቀጻሊ ውግእ እኳ እንተ ኣጋጠሞ ፡ ባክሙት ናይ ሩስያ ግዝኣት ኢሉ እዩ ዝምጉት ። Published 3 April 2023 2:40pm
By Sam Dover
Presented by Beyene Semere Weldegiorgis
Source: SBS
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ደገፍቲ ሓይልታት ሩስያ ፡ ንህይወት እቲ ኣብ ሰይንት ፒተርስበርግ ኣብ ዝርከብ ካፈ ነታጒ ብምፍንጃሩ እተቐትለ ሩስያዊ ወተሃደራዊ ኣወዓዋዒ ብሎገር ፡ ቭላርለን ታታርስኪ ክብሪ ሂቦም ። ጉጅለ ተዓሲቡ ዝሰርሕ ዋግነር ኣብ ምብራቓዊት ከተማ ባክሙት ፡ ስም ሚስተር ታታርስኪ ዘለዋ ባንዴራ ሩስያ ልዕል ኣቢሉ ኣምበልቢሉ ኣሎ ። እቲ ምስ ሩስያ ዝውግን ጕጅለ ፡ ኣብ ምዕራብ እታ ከተማ ቀጻሊ ውግእ እኳ እንተ ኣጋጠሞ ፡ ባክሙት ናይ ሩስያ ግዝኣት ኢሉ እዩ ዝምጉት ።