Source: Valery Sharifulin/TASS/Sipa USAኣብ’ቲ ብምኽንያት ዋጋታት ነዳዲ ዝተበገሰ ቁጥዐ ፈለማ ዝተላዕለ ዕግርግር ደርዘናት ዝኾኑ ሰባት ተቐቲሎም። ብሩስያ ዝምራሕ ወተሃደራዊ ጉጅለ ቀንዲ ተልእኾ ምትህድዳእ’ዛ ማእከላይ ኤስያዊት ሃገር ፈጺሞም ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት ግዜ ሰራዊቶም ካብ ካዛክስታን ከውጽኡ ክጅምሩ’ዮም። ወዲ 68 ዓመት ፕረዚደንት ቃሲም-ጆማርት ቶካየቭ፡ ንፍርቂ ዶባት ናይ’ታ ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ሃገር ናብ ዕግርግር ዝሸመመ 'ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ' ኢሉ ዝሰመዮ ተግባራት ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ ኣብ ዝነበረሉ ነቲ ሞስኮ ትመርሖ ውድብ ዋዕላ ናይ ሓባር ጸጥታ ወተሃደራት ክልእኩ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቲትዎም።
ኣብ’ቲ ብምኽንያት ዋጋታት ነዳዲ ዝተበገሰ ቁጥዐ ፈለማ ዝተላዕለ ዕግርግር ደርዘናት ዝኾኑ ሰባት ተቐቲሎም። ብሩስያ ዝምራሕ ወተሃደራዊ ጉጅለ ቀንዲ ተልእኾ ምትህድዳእ’ዛ ማእከላይ ኤስያዊት ሃገር ፈጺሞም ኣብ ናይ ክልተ መዓልታት ግዜ ሰራዊቶም ካብ ካዛክስታን ከውጽኡ ክጅምሩ’ዮም። ወዲ 68 ዓመት ፕረዚደንት ቃሲም-ጆማርት ቶካየቭ፡ ንፍርቂ ዶባት ናይ’ታ ብነዳዲ ሃብታም ዝኾነት ሃገር ናብ ዕግርግር ዝሸመመ 'ፈተነ ዕልዋ መንግስቲ' ኢሉ ዝሰመዮ ተግባራት ኣብ ዝለዓለ ጠርዙ ኣብ ዝነበረሉ ነቲ ሞስኮ ትመርሖ ውድብ ዋዕላ ናይ ሓባር ጸጥታ ወተሃደራት ክልእኩ ዝሓለፈ ሰሙን ሓቲትዎም።