SKIP TO MAIN CONTENT

ደቡብ ኣፍሪቃ፡ 30 ዓመት ድሕሪ ምፍራስ ስርዓት ኣፓርታይድ

APTOPIX Johannesburg Water Crisis
ተቐማጦ ወረዳ ሶዌቶ ፡ ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ ቀዳም 16 መጋቢት 2024 ፡ ማይ ንምርካብ ተሰሪዖም ይረኣዩ ። ኣብታ ዝዓበየት ከተማ ጆሃንስበርግ ብኣሽሓት ዝቝጸሩ ደቡብ ኣፍሪቃውያን ን ዝስተ ማይ ይስርዑ ኣለዉ ፣ እዚ ከኣ ቅድሚኡ ተራእዩ ዘይፈልጥ ምፍራስ ስርዓተ ማይ ንሚልዮናት ሰባት ዝጸሉ እዩ ። ሃብታማትን ድኻታትን ነበርቲ ፡ ሕጽረት እዚ ከቢድ ኵነታት ኣጋጢምዎም ኣይፈልጥን እዩ ። (AP Photo/Jerome Delay) Credit: AP

ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ ካብቲ ኵሎም ደቡብ ኣፍሪቃውያን ድምጾም ዚህቡሉ ዝጀመሩ ናይ ፈለማ ደሞክራስያዊ ምርጫ ፡ መበል 30 ዓመት ትጽምበል ኣላ ። እታ ሃገር ካልእ ምርጫ ንምግባር ኣብ ትሸባሸበሉ ዘላ እዋን ግን ብዙሓት ደቡብ ኣፍሪቃውያን ድራር ዕለቶም ንምርካብ ኣብ ዝጽገምሉ ኩነታት እዮም ዝርከቡ። ደቡብ ኣፍሪቃ ካብ 1994 ኣትሒዛ ዝተጓዕዘቶ ጉዕዞ ኽሳብ ክንደይ ዕቤት ከም ዘርኣየት ሕቶታት ይለዓሉ ኣለዉ ።

Published

By Hannah Kwon

Presented by Beyene Semere Weldegiorgis

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ደቡብ ኣፍሪቃ ፡ ካብቲ ኵሎም ደቡብ ኣፍሪቃውያን ድምጾም ዚህቡሉ ዝጀመሩ ናይ ፈለማ ደሞክራስያዊ ምርጫ ፡ መበል 30 ዓመት ትጽምበል ኣላ ። እታ ሃገር ካልእ ምርጫ ንምግባር ኣብ ትሸባሸበሉ ዘላ እዋን ግን ብዙሓት ደቡብ ኣፍሪቃውያን ድራር ዕለቶም ንምርካብ ኣብ ዝጽገምሉ ኩነታት እዮም ዝርከቡ። ደቡብ ኣፍሪቃ ካብ 1994 ኣትሒዛ ዝተጓዕዘቶ ጉዕዞ ኽሳብ ክንደይ ዕቤት ከም ዘርኣየት ሕቶታት ይለዓሉ ኣለዉ ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now