ተቓላሲት ኣንጻር ኣፓርታይድን ናይ ቀደም በዓልቲ ቤት ኔልሰን ማንዴላን ዊኒ ማዲክዜላ ማንዴላ ኣብ 81 ዓመት ዕድሚኣ ዓሪፋ። ኣብ ሓደ ኣዋን ‘ኣደ ሓዳሽ ደቡብ ኣፊሪቃ’ ተባሂላ ኣድናቖት ኣትሪፋ ዝነበረት ሚስ ማዲክዜላ ማንዴላ፡ ኣብ ዳሕረዋይ ዓመታት ዕድሚኣ ግና ዝነበራ ክብሪ ብሕጊን ፖለቲካን እናፈረሰ ክኸይድ ኣዩ ተራኣዩ።
Share

Published
By Beyene Semere
Source: SBS
Share this with family and friends

