ኣብ ደቡብ ኣፍሪቃ ስርቅን ዕግርግርን ዘስዓቦ ሞትን ማእሰርቲን ሰባት።

People loot markets in Gauteng region as death toll in South Africa's violent protests against the imprisonment of former President Jacob Zuma Source: Anadolu
ፖሊስ ደቡብ ኣፍሪቃ ከምዝሕብሮ ፡ ኣብዘን ዝሓለፋ ሒደት መዓልትታት ብዙሓት (ብውሕዱ 72 ሰባት) ተቐቲሎም ፡ ልዕሊ 1,000 ድማ ተኣሲሮም ። እቲ ብምኽንያት ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ፕረዚደንት ነበር ጃኮብ ዙማ ዝተወለዐ ተቓውሞታት ፡ ሕጂ ናብ ዘረፋን ሸብሮን ተቐይሩ ከም ዘሎ ፡ ጸብጻባት ይሕብሩ ።.................
Share