Source: Negaritሎሚ ፔን ኤርትራ ኣብቲ ዓመታዊ ሽልማት ሓርነት ምግላጽ ሓሳባት ዝህቦ ሽልማት፡ ንመስራቲ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዳት ኮም ዝኾነ ኣቶ ሳልሕ ቃዲ ጆሃር ተሸላሚ ሓርነት ምግላጽ ሓሳባት 2020 ሸሊምዎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር፡ ቅድሚ ሕጂ ኣቶ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ምስ ራድዮ SBS ትግርኛ ብዛዕባ ታሪኽ ኣመሰራርታ ዓዋተ ዳት ኮምን ብዛዕባ መጽሓፉን ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ደጊምና ናባኹም ነቕርቦ ኣለና።
ሎሚ ፔን ኤርትራ ኣብቲ ዓመታዊ ሽልማት ሓርነት ምግላጽ ሓሳባት ዝህቦ ሽልማት፡ ንመስራቲ መርበብ ሓበሬታ ዓዋተ ዳት ኮም ዝኾነ ኣቶ ሳልሕ ቃዲ ጆሃር ተሸላሚ ሓርነት ምግላጽ ሓሳባት 2020 ሸሊምዎ። ነዚ ምኽንያት ብምግባር፡ ቅድሚ ሕጂ ኣቶ ሳልሕ ቓዲ ጆሃር ምስ ራድዮ SBS ትግርኛ ብዛዕባ ታሪኽ ኣመሰራርታ ዓዋተ ዳት ኮምን ብዛዕባ መጽሓፉን ዝገበሮ ሰፊሕ ቃለ መሕትት ደጊምና ናባኹም ነቕርቦ ኣለና።