Alamin Abdela and Kidane Hagos Source: Suppliedኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኤርትራዊያን ‘ተመሳሳሊ ሓሳብ’ ብዘለዎም ተኣኻኺቦም ክቃለሱ ከምዝወሰኑ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ ምትእኽኻብ ዝርከቡ እንታዎት’ዮም? ዕላማን ዕማምን ናይቲ ምትእኽኻብ እንታይ’ዩ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን፡ ኣቶ ኣል ኣል ኣሚን ዓብደላ ካብ ኣውስትራሊያን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ካናዳን መሊሶም ኣለዉ።
ኣብዚ ቅሩብ እዋን ገለ ኤርትራዊያን ‘ተመሳሳሊ ሓሳብ’ ብዘለዎም ተኣኻኺቦም ክቃለሱ ከምዝወሰኑ ገሊጾም ኣለዉ። ኣብዚ ምትእኽኻብ ዝርከቡ እንታዎት’ዮም? ዕላማን ዕማምን ናይቲ ምትእኽኻብ እንታይ’ዩ ዝብልን ካልእ ሕቶታትን፡ ኣቶ ኣል ኣል ኣሚን ዓብደላ ካብ ኣውስትራሊያን ኣቶ ኪዳነ ሓጎስ ካብ ካናዳን መሊሶም ኣለዉ።