Protest in Iraq over the execution (AAP) Source: Protest in Iraq over the execution (AAP)ኣብ መንጎ ሱዕዲ ዓረብን ኢራን ዘሎ ፍልልይ እናገፍሐ ክኸይድዩ ቀንዩ፡ እቲ ኩናት ክገድድ ኢልዎ ካብን ናብን ኢራን ዝግበር ናይ በረራ ጐዕዞ ሱዕዲ ኣጊዳቶ ኣላ። ካል ኦት ሃገራት ማእከላይ ምብራቕውን ኣሰር ሱዕዲ ሲዒበን ን ኢራን የግልላኣ ኣለው።ኣብ መንጎ ሱዕዲን ኢራንን ወጥሪ ዝኸረረ ኣብዚ ቕነ ሱዕዲ ዓረብ ንሓደ መራሒ ሼኣዊያን ብሞት ምስቀንጸለትዩ። ብድሕሪኡ ኣብ ተሂራን ዝርከብ ናይ ሱዕዲ ኤምባሲ መጥቃዕቲ ወሪድዎ።
ኣብ መንጎ ሱዕዲ ዓረብን ኢራን ዘሎ ፍልልይ እናገፍሐ ክኸይድዩ ቀንዩ፡ እቲ ኩናት ክገድድ ኢልዎ ካብን ናብን ኢራን ዝግበር ናይ በረራ ጐዕዞ ሱዕዲ ኣጊዳቶ ኣላ። ካል ኦት ሃገራት ማእከላይ ምብራቕውን ኣሰር ሱዕዲ ሲዒበን ን ኢራን የግልላኣ ኣለው።ኣብ መንጎ ሱዕዲን ኢራንን ወጥሪ ዝኸረረ ኣብዚ ቕነ ሱዕዲ ዓረብ ንሓደ መራሒ ሼኣዊያን ብሞት ምስቀንጸለትዩ። ብድሕሪኡ ኣብ ተሂራን ዝርከብ ናይ ሱዕዲ ኤምባሲ መጥቃዕቲ ወሪድዎ።