SKIP TO MAIN CONTENT

ምንዋሕ ስልጣን ቀ/ሚ ኣቢይ ሰልፍታት ኦሮሞ ብሓባር ተቓዊመንኦ፡ 'ተቓውሞታት ወይ ምሕሳም ምርጫታት ልሙዳት ተርእዮታት ክኾኑ'ዮም'- ክኢላታት

Ethiopian law makers
Source: Ethiopianmonitor

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (11 ሰነ 2020) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ክልላዊ ባይቶታትን ምምሕዳራትን ክናዋሕ ብምስምማዕ ኣጽዲቕዎ። ቀ/ሚ ኣውስትራልያ ብምኽንያት ኣተሓሕዛ ናይ'ቲ ዘይሕጋዊ ምእካብ ዕዳ ብመንገዲ ሮቦደት ንዝተፈጥረ ዝኾነ መጉዳእቲ ይቅሬታ ሓቲቱ። ኣብ ከተማ መልበርን ኣብ ዝተኻየዱ ሰልፍታት 'ብላክ ላይቭስ ማተር' ዝተሳተፈ ሓደ ሰብ ኣብ ግዝኣት ቪክቶርያ ካብ ዝተረኽቡ ሓደስቲ መልከፍትታት ኮሮናቫይረስ ኮይኑ። ቀ/ሚ ስኮት ሞሪሰን ካልኦት ሰልፍታት ኣብ'ዚ ቀዳመ ሰንበት እንተተኻይዶም እቶም ተሳተፍቲ ክኽሰሱ ጸዊዑ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (11 ሰነ 2020) ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ፈደረሽን ኢትዮጵያ ስልጣን ቀዳማይ ሚኒስተር ኣቢይ ኣሕመድን ክልላዊ ባይቶታትን ምምሕዳራትን ክናዋሕ ብምስምማዕ ኣጽዲቕዎ። ቀ/ሚ ኣውስትራልያ ብምኽንያት ኣተሓሕዛ ናይ'ቲ ዘይሕጋዊ ምእካብ ዕዳ ብመንገዲ ሮቦደት ንዝተፈጥረ ዝኾነ መጉዳእቲ ይቅሬታ ሓቲቱ። ኣብ ከተማ መልበርን ኣብ ዝተኻየዱ ሰልፍታት 'ብላክ ላይቭስ ማተር' ዝተሳተፈ ሓደ ሰብ ኣብ ግዝኣት ቪክቶርያ ካብ ዝተረኽቡ ሓደስቲ መልከፍትታት ኮሮናቫይረስ ኮይኑ። ቀ/ሚ ስኮት ሞሪሰን ካልኦት ሰልፍታት ኣብ'ዚ ቀዳመ ሰንበት እንተተኻይዶም እቶም ተሳተፍቲ ክኽሰሱ ጸዊዑ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now