Source: Getty Imagesኤስቢኤስ ዕለታዊ ዜና (ታሕሳስ 24፣ 2020) * ኣብ ኤርትራ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 877 ኣብ ዝበጽሓሉ ሓደ ኤርትራዊ ንፈለማ ግዜ ብኮሮናቫይረስ ዝሞተ ተጸብጺቡ። * ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 100 ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ። * ግዝኣት ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ትሽዓተ ሓደስቲ መልከፍቲታት ከምዝመዝገበት ገሊጻ። * ምጅማር ክታበት ኣውስትራልያ ክገሃድ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ቀሪቡ ከምዘሎ ተፈሊጡ።
ኤስቢኤስ ዕለታዊ ዜና (ታሕሳስ 24፣ 2020) * ኣብ ኤርትራ ጠቕላላ ቊጽሪ ብኮሮናቫይረስ ዝተለኽፉ ዜጋታት ክሳብ ሎሚ 877 ኣብ ዝበጽሓሉ ሓደ ኤርትራዊ ንፈለማ ግዜ ብኮሮናቫይረስ ዝሞተ ተጸብጺቡ። * ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 100 ሰባት ብዕጡቓት ከምዝተቐትሉ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ ገሊጹ። * ግዝኣት ኒው ሳውዝ ዌልስ ኣብ ዝሓለፉ 24 ሰዓታት ትሽዓተ ሓደስቲ መልከፍቲታት ከምዝመዝገበት ገሊጻ። * ምጅማር ክታበት ኣውስትራልያ ክገሃድ ሓደ ስጉምቲ ንቕድሚት ቀሪቡ ከምዘሎ ተፈሊጡ።