Australian Governor-General Sam Mostyn grants her first Royal Assent to the COAG Legislation Amendment Bill 2023 at Government House in Canberra, Friday, July 5, 2024. Source: AAP / Lukas Coch/AAP Image
ባሕቲ ሓምለ 2024 ክብርቲ ሳም ሞስቲን ኣመሓዳሪት ኣውስትራልያ ወይ Governor-General (ጋቨርነር ጀነራል) ኮይና ብወግዒ ቃለመሓላ ፈጺማ። ንሳ ናይ'ዛ ሃገር መበል 28 ኣመሓዳሪትን ነዚ መዝነት ዝሓዘት ካልኣይቲ ጓለንስተይቲን እያ። SBS Examines ኣብ ከተማ ብሪዝበን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣውስትራልያ (Ethinic Communities Council of Australia) ተረኺቡ ብዛዕባ ማሕበራዊ ስምረት፡ ንጉስ ቻርለስ ናብ ዙፋን ድሕሪ ምድያቡ ዘካየዶ ቦኽሪ ንጉሳዊ ዑደትን ናይ መጻኢ ራኢይኣ ብዛዕባ ኣውስትራልያን ኣዘራሪቡዋ። Published 30 October 2024 11:37am
By Nicola McCaskill
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Available in other languages Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ባሕቲ ሓምለ 2024 ክብርቲ ሳም ሞስቲን ኣመሓዳሪት ኣውስትራልያ ወይ Governor-General (ጋቨርነር ጀነራል) ኮይና ብወግዒ ቃለመሓላ ፈጺማ። ንሳ ናይ'ዛ ሃገር መበል 28 ኣመሓዳሪትን ነዚ መዝነት ዝሓዘት ካልኣይቲ ጓለንስተይቲን እያ። SBS Examines ኣብ ከተማ ብሪዝበን ኣብ ዝተኻየደ ዋዕላ ቤት ምኽሪ ማሕበረሰባት ኣውስትራልያ (Ethinic Communities Council of Australia) ተረኺቡ ብዛዕባ ማሕበራዊ ስምረት፡ ንጉስ ቻርለስ ናብ ዙፋን ድሕሪ ምድያቡ ዘካየዶ ቦኽሪ ንጉሳዊ ዑደትን ናይ መጻኢ ራኢይኣ ብዛዕባ ኣውስትራልያን ኣዘራሪቡዋ።