SKIP TO MAIN CONTENT

ኤስ.ቢ.ኤስ ራዲዮ ናይ 7 ሓደሽቲ ቋንቋታት ፕሮግራም ጀሚሩ

SBS Launches new language groups
The Kirundi language group’s producer, Mireille Kayeye (SBS) Source: SBS

ኣብ ኣውስትራሊያ፣ ቅድሚ ሓደ ዓመት ሓደ ካብ 7 ገዛውቲ ኣብ ገዝኦም ቋንቋ እንግሊዝ ዘይዛረቡ ዝነበሩ ኣብዚ እዋን ሓደ ካብ 5 ስድራቤታት ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ገዛኦም ብቋንቋ እንግሊዝ ኣይዛረቡን እዮም። እዚ ዓቢ ለውጢ እዩ። ብዙሓት ካብዞም ቋንቋታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝኣተዉ ሓደሽቲ እዮም። ኣብ መሕበረሰባት ድማ ነዞም ቋንቋ ዝዛረቡ ህዝቢ ቁጽሮም በዚሑ ኣሎ። ቋንቋታት ቲቤት፡ ሃካህ ቺን ከምኡውን ሞንጎሊያን ሓደ ካብ ናይ ኣፍሪቃ ቋንቋታት ዝኾነ ኩሪንዲን ካብቶም 7 ሓደሽቲ ቋንቋታት ኣብ ራዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝተወሰኹ እዮም።

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ ኣውስትራሊያ፣ ቅድሚ ሓደ ዓመት ሓደ ካብ 7 ገዛውቲ ኣብ ገዝኦም ቋንቋ እንግሊዝ ዘይዛረቡ ዝነበሩ ኣብዚ እዋን ሓደ ካብ 5 ስድራቤታት ኣብ ኣውስትራሊያ ኣብ ገዛኦም ብቋንቋ እንግሊዝ ኣይዛረቡን እዮም። እዚ ዓቢ ለውጢ እዩ። ብዙሓት ካብዞም ቋንቋታት ኣብ ኣውስትራሊያ ዝኣተዉ ሓደሽቲ እዮም። ኣብ መሕበረሰባት ድማ ነዞም ቋንቋ ዝዛረቡ ህዝቢ ቁጽሮም በዚሑ ኣሎ። ቋንቋታት ቲቤት፡ ሃካህ ቺን ከምኡውን ሞንጎሊያን ሓደ ካብ ናይ ኣፍሪቃ ቋንቋታት ዝኾነ ኩሪንዲን ካብቶም 7 ሓደሽቲ ቋንቋታት ኣብ ራዲዮ ኤስ.ቢ.ኤስ ዝተወሰኹ እዮም።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now