Credit: World Athleticsሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/04/2023) * ኣብ ከተማ በልፋስት፣ ሰሜን ኣየርላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ሽዋየ ወልደመስቀል ተዓዊታ፣ * ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓብላሊ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ኣብ ፖላንድ ቅድድም ብሽግለታ ካርፓቲያን ኮሪየርስ ረይስ ኤርትራዊያን ናሆም ዘርኣይን ኤፍሬም ገብረህይወትን ይሳተፉ’ለዉ፣ * መርሃዊ ቅዱስን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ኣብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ፣ * ኬንያ፣ ታንዛንያን ኡጋንዳን ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2027 ብሓባር ከአንግዳ ድሌት ከምዘለወን ብምግላጽ መመልከቲአን ናብ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኣቕሪበን፣ * ኣብ ናይ’ዚ ሰሙን ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ 10 ሰሙናት ንፈለማ ግዜ መሪሕነት መሳልል ተርታ ጋንታታት ተረኪባ፣ ሊቨርፑል ንቶተንሃም ስዒራ ናብ ሓምሻይ ተርታ ደይባ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሰሙናዊ መደብ ስፖርት (24/04/2023) * ኣብ ከተማ በልፋስት፣ ሰሜን ኣየርላንድ፣ ኣብ ዝተኻየደ ውድድር ጉያ እግሪ ማራቶን ኢትዮጵያዊት ሽዋየ ወልደመስቀል ተዓዊታ፣ * ኣብ ጀርመን ኣብ ዝተኻየዱ ውድድራት ጉያ እግሪ ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ዓብላሊ ዓወታት ኣመዝጊቦም፣ * ኣብ ፖላንድ ቅድድም ብሽግለታ ካርፓቲያን ኮሪየርስ ረይስ ኤርትራዊያን ናሆም ዘርኣይን ኤፍሬም ገብረህይወትን ይሳተፉ’ለዉ፣ * መርሃዊ ቅዱስን ናትናኤል ተስፋጽዮንን ኣብ ጂሮ ድ’ኢታልያ ክሳተፉ ምዃኖም ተረጋጊጹ፣ * ኬንያ፣ ታንዛንያን ኡጋንዳን ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ 2027 ብሓባር ከአንግዳ ድሌት ከምዘለወን ብምግላጽ መመልከቲአን ናብ ኮንፈደረሽን ኩዕሶ እግሪ ኣፍሪቃ ኣቕሪበን፣ * ኣብ ናይ’ዚ ሰሙን ግጥማት ኩዕሶ እግሪ ፕሪምየር ሊግ ዓዲ እንግሊዝ ማንቸስተር ሲቲ ድሕሪ 10 ሰሙናት ንፈለማ ግዜ መሪሕነት መሳልል ተርታ ጋንታታት ተረኪባ፣ ሊቨርፑል ንቶተንሃም ስዒራ ናብ ሓምሻይ ተርታ ደይባ፣