SKIP TO MAIN CONTENT

SBS:ዉዕል ተኹሲ ደው ምባል ሶርያ

Syrian minister Ali Haidar (AAP)
Syrian minister Ali Haidar (AAP) Source: Syrian minister Ali Haidar (AAP)

ኣብ መንጎ ራሻን ኣመሪካን ተፈሪሙ ዘሎ ዉዕል ተኹሲ ደው ምባል ኣብ ሶርያ፡ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ተግባራዊ ክከውን ኢዩ። ከምቲ ተወጢንዎ ዘሎ እንተኾይኑ ካብ 2011 ኣትሒዙ እቲ ኩናት ካብዝጅምር ንፈለማ እዋን ኩናት ኣብ ሶርያ ንጊዚኡ ዝግ ክብልዩ ማለትይ። መራሕቲ ተቓወምቲ ሶርያ ከምዝብልዎ ግና ኣብቲ ስምምዕ ንዓወት ዝ ዕንቅፉ ቀዳዳት ኣለዉ፡፣

Published

By Beyene Semere

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ኣብ መንጎ ራሻን ኣመሪካን ተፈሪሙ ዘሎ ዉዕል ተኹሲ ደው ምባል ኣብ ሶርያ፡ ካብ ቀዳም ጀሚሩ ተግባራዊ ክከውን ኢዩ። ከምቲ ተወጢንዎ ዘሎ እንተኾይኑ ካብ 2011 ኣትሒዙ እቲ ኩናት ካብዝጅምር ንፈለማ እዋን ኩናት ኣብ ሶርያ ንጊዚኡ ዝግ ክብልዩ ማለትይ። መራሕቲ ተቓወምቲ ሶርያ ከምዝብልዎ ግና ኣብቲ ስምምዕ ንዓወት ዝ ዕንቅፉ ቀዳዳት ኣለዉ፡፣

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now