ዝለዓለ ድሕነት ህጻናት ደቅኹም ንምሕላው ኣብ መኪና ኣቀማምጥኦም ከመይ ክኸውን ኣለዎ፧

Mother putting baby girl in baby car seat Credit: Drazen_/Getty Images
ብኣጠቓቕማ መእሰሪ ዘለዎ ወንበር ህጻናት ኣብ መኪና ኣውስትራልያ ሓንቲ ካብ’ቶም ዝለዓሉ መጠናት ዘለዋ እንተኾነት’ኳ፣ ብዙሓት ህጻናት ዛጊት ካብ’ቲ ዝግባእ ትሕት ዝበለ ድሕነት ብዘለዎም ኣገባባት ኣብ መኪና ይጓዓዙ’ለው። ሓደጋ መኪና ኣብ ዘጋጥመሉ እዋን ዕድላት ምድሓን ህጻናት ብዝለዓለ መጠኑ ንምውሓስ ወለድን ኣለይትን ክልቲኦም ማለት ሕጋውያን ጠለባትን ብሉጻት ኣገባባትን ክርድእዎም ኣገዳሲ’ዩ።
Share