መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ መቐለ ውዱብ ዝምታ ይፍጸም ኣሎ ኢሉ ክኸስስ እንከሎ መንግስቲ ትግራይ ብወገኑ ስምምዕ ፕሪቶርያ ብግቡእ ክትግበር ይጽውዕ

ጸብጻባት ዜና Credit: Getty
* መንግስቲ ትግራይ ስምምዕ ፕሪቶርያ ብግቡእ ክትግበር ፀዊዑ፣ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ብወገኑ ኣብ መቐለ ውዱብ ዝምታ ይፍጸም’ሎ ክብል ከሲሱ፣ * ኣብ ክልል ኦሮምያ ዘሎ ውግእ ናብ ዝኸፍአ የምርሕ ምህላዉ ተገሊጹ፣ * ልዕሊ 30 ሽሕ ኢትዮጵያ ኣብ ስዑዲ ዓረብ ተዳጒኖም ይሳቐዩ ምህላዎም ተሓቢሩ፣
Share