silhouette asian new parents couple are having conflict and argument nearby windows at home while woman holding their baby Credit: PonyWang/Getty Images
ጥኑሳት እንተኾይንክን ወይ ሓደስቲ ዝወለድክን ብኣጸዋውዓ ቋንቋ እንግሊዝ 'በይቢ ብሉስ' ክበሃል ሰሚዕክን ትኾና፡ እዚ ኣብ ኣርባዕተ ካብ ነብሲወከፍ ሓሙሽተ ደቀንስትዮ ምስ ሓረሳ ዘጋጥመን'ዩ። እቲ ድሕሪ-ምሕራስ ዘጋጥም ጭንቀት (ፖስትነይታል ዲፕረሽን) ግን ካልእ ዝተፈልየ'ዩ። እዚ ንሓዲኦም ካብ’ቶም ወለዲ ከጋጥሞም ይኽእል፡ ክሳብ መዓስ ይጸንሕን ይኸብድን ከኣ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ነቶም ድሕረ-ሕርሲ ጭንቀት ዝገብረሎም ሰባት ክሕከሙን ደገፍ ክረኽቡን ኣብ ኣውስትራልያ ዘለዉ ቀረባት ኣገልግሎት ክንፍትሽ ኢና። Published 22 May 2024 7:34am
By Zoe Thomaidou
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content Share this with family and friends
ጥኑሳት እንተኾይንክን ወይ ሓደስቲ ዝወለድክን ብኣጸዋውዓ ቋንቋ እንግሊዝ 'በይቢ ብሉስ' ክበሃል ሰሚዕክን ትኾና፡ እዚ ኣብ ኣርባዕተ ካብ ነብሲወከፍ ሓሙሽተ ደቀንስትዮ ምስ ሓረሳ ዘጋጥመን'ዩ። እቲ ድሕሪ-ምሕራስ ዘጋጥም ጭንቀት (ፖስትነይታል ዲፕረሽን) ግን ካልእ ዝተፈልየ'ዩ። እዚ ንሓዲኦም ካብ’ቶም ወለዲ ከጋጥሞም ይኽእል፡ ክሳብ መዓስ ይጸንሕን ይኸብድን ከኣ ካብ ሰብ ናብ ሰብ ይፈላለ። ኣብ'ዚ ትሕዝቶ ነቶም ድሕረ-ሕርሲ ጭንቀት ዝገብረሎም ሰባት ክሕከሙን ደገፍ ክረኽቡን ኣብ ኣውስትራልያ ዘለዉ ቀረባት ኣገልግሎት ክንፍትሽ ኢና።