መግቢ ተወዲኡ፡ እቲ ከተማ ዋና ዘይብሉ መሲሉ፣ እቲ ናዕቢ ከይነውሕ ከኣ ማይ ኣዋህልሉ ተባሂልና

People cast their ballots in Noumea Source: Getty
ከባቢ 30 ኣውስትራላያውያን ኣብ'ታ ሕጂ ብዕግርግር ትሕመስ ዘላ ኣብ ሰላማዊ ውቅያኖስ ትርከብ ደሴታዊት ምምሕዳር ኒውካሌዶንያ መዋጽኦ ስኢኖም ይርከቡ፡ ለውጢ ኣብ ምሃብ ድምጺ ዘንቀሎም ናዕቢታት ይቕጽሉ ስለዘለዉ። ገዛኢት ፈረንሳ ግን ንመን'ያ ተላግበሉ ዘላ፧
Share