Source: Flickrዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (02/04/20) * ኤርትራ ንምቁጽጻር ለበዳ ኮቪድ-19 ኩሎም ዜጋታት አብ ገዝኦም ን21 መዓልታት ክጸንሑ አዚዛ: ህዝቢ መመርሒታት ምፍንታት ክትግብር ዳግም መጸዋዕታ ቀሪቡ፡ * ቀ/ሚ ሶማልያ ነበር ኑር ዓደ ብሕማም ኮቪድ19 አብ ለንደን ዓሪፉ፡ * መንግስቲ አውስትራልያ አብ ግዜ ለበዳ ኮሮናቫይረስ አገደስቲ ወይ አድለይቲ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ነጻ አገልግሎት መዋእለ ህጻናት ወይ ቻይልድከይር ከምዝረኽቡ አፍሊጡ። * ክልተ ሰባት ናብ ሎሚ ዘውግሕ ድሕሪ ምማቶም አብ አውስትራልያ ብኮቪድ19 ዝሞቱ ሰባት 23 በጺሖም፡
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (02/04/20) * ኤርትራ ንምቁጽጻር ለበዳ ኮቪድ-19 ኩሎም ዜጋታት አብ ገዝኦም ን21 መዓልታት ክጸንሑ አዚዛ: ህዝቢ መመርሒታት ምፍንታት ክትግብር ዳግም መጸዋዕታ ቀሪቡ፡ * ቀ/ሚ ሶማልያ ነበር ኑር ዓደ ብሕማም ኮቪድ19 አብ ለንደን ዓሪፉ፡ * መንግስቲ አውስትራልያ አብ ግዜ ለበዳ ኮሮናቫይረስ አገደስቲ ወይ አድለይቲ ዝኾኑ ሰራሕተኛታት ነጻ አገልግሎት መዋእለ ህጻናት ወይ ቻይልድከይር ከምዝረኽቡ አፍሊጡ። * ክልተ ሰባት ናብ ሎሚ ዘውግሕ ድሕሪ ምማቶም አብ አውስትራልያ ብኮቪድ19 ዝሞቱ ሰባት 23 በጺሖም፡