ኣብ ከባቢ ሓደ ሰራዊት ሱዳን ክኸላኸለሉ ዝጸንሐ ኣብ ኻርቱም ዝርከብ ወተሃደራዊ መሳለጥያ ዓቢያ ባርዕ ሓዊ ተኸሲቱ፡ (ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ)

World - Tigrinya.jpg

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (08062023) * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣንቶኒ ኣልባነዚ ወሰኽ ወለድ ብዘየገድስ ብዛዕባ መጻኢ ኣውስትራልያ ትስፉው'የ ይብል፡ * ምልክታት ናዚ ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ካብ ህዝባውያን ቦታታት ክኽልከሉ'ዮም፡ * ኣብ ከባቢ ሓደ ሰራዊት ሱዳን ክኸላኸለሉ ዝጸንሐ ኣብ ደቡብ ከተማ ኻርቱም ዝርከብ ፋብሪካ መሳርሒታት ዘለዎ ወተሃደራዊ መሳለጥያ ዓቢያ ባርዕ ሓዊ ተኸሲቱ፡ * መሲ ክቡር ዝኾነ ውዕል ስዑዲ ዓረብ ገዲፉ ኣብ ማያሚ ኣሜሪካ ክጻወት መሪጹ



Share
Follow SBS Tigrinya

Download our apps
SBS Audio
SBS On Demand

Listen to our podcasts
Independent news and stories connecting you to life in Australia and Tigrinya-speaking Australians.
Ease into the English language and Australian culture. We make learning English convenient, fun and practical.
Get the latest with our exclusive in-language podcasts on your favourite podcast apps.

Watch on SBS
SBS World News

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service
ኣብ ከባቢ ሓደ ሰራዊት ሱዳን ክኸላኸለሉ ዝጸንሐ ኣብ ኻርቱም ዝርከብ ወተሃደራዊ መሳለጥያ ዓቢያ ባርዕ ሓዊ ተኸሲቱ፡ (ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ) | SBS Tigrinya