Source: SBSሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (08/10/2024) * ታየ ኣጽቀስላሰ ካብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ መዝነቱ ተኣልዩ ንፕረዚደንት ሳህለ-ወርቅ ዘውዴ ክትክእ ከምዝተሰምየ ተገሊጹ። * ዝዓበየ ስግኣት ጸጥታ ንኣውስትራልያ ኣጋጢምዋ ዘሎ ለውጢ ክሊማ ደኣምበር ቻይና ዝፈጠረቶ ወተሃደራዊ ስግኣት ኣይኮነን ክብሉ ክኢላታት ኣጠንቂቖም፣ * ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ንስሪዓተ ምድጓን ስደተኛታት ኣብ ዝምልከት ሓድሽ ሕጋዊ መጎተ ኣጋጢምዎ፡ * ኣብ ቀዳመይቲ ካብ'ተን ኣውስትራልያ ዘወሃሃደተን በረራታት ካብ ሊባኖስ ዝምለሱ ዘለዉ ኣውስትራልያውያን ኣብ ከተማ ሲድኒ ኣትዮም፡
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (08/10/2024) * ታየ ኣጽቀስላሰ ካብ ሚኒስተር ጉዳያት ወጻኢ ኢትዮጵያ መዝነቱ ተኣልዩ ንፕረዚደንት ሳህለ-ወርቅ ዘውዴ ክትክእ ከምዝተሰምየ ተገሊጹ። * ዝዓበየ ስግኣት ጸጥታ ንኣውስትራልያ ኣጋጢምዋ ዘሎ ለውጢ ክሊማ ደኣምበር ቻይና ዝፈጠረቶ ወተሃደራዊ ስግኣት ኣይኮነን ክብሉ ክኢላታት ኣጠንቂቖም፣ * ፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ንስሪዓተ ምድጓን ስደተኛታት ኣብ ዝምልከት ሓድሽ ሕጋዊ መጎተ ኣጋጢምዎ፡ * ኣብ ቀዳመይቲ ካብ'ተን ኣውስትራልያ ዘወሃሃደተን በረራታት ካብ ሊባኖስ ዝምለሱ ዘለዉ ኣውስትራልያውያን ኣብ ከተማ ሲድኒ ኣትዮም፡