ዕለታዊ ዜና ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (11 ሓምለ 2024)

Source: SBS
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ፕረዚደንት ጆ ባይደን ካብ ፕረዚደንታዊ ውድድር ክእለ ዝያዳ መጸዋዕታ ይመጾ፣ ጂዮርጅ ኩሉኒ ክወርድ ሓቲትዎ። * ኣብ ትሕቲ ኣዋጅ ሕላፍ ሰዓት ዝቐነየት ኣውስትራልያዊት ከተማ ትውስን፣ * ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ከተማ መልበርን ንሓደ ኣብ ፋብሪካ ኬሚካል ዝተላዕለ ባርዕ ከጥፍኡ ሓዲሮም፣
Share