Source: SBSሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * እስራኤል ወራራ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ኣብ ዝቐጸለትሉ ተወሳኺ ምውጻእ ፍልስጤማውያን ትእዝዝ፣ * ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ወስተርን ኣውስትራልያ ን1300 ሰባት ብዘይመብራህቲ ኣትሪፍዎም፡ * ሰበስልጣን ሩስያ ሓይልታቶም ሓሙሽተ ቁሸታት ኣብ ዞባ ኻርኪቭ ናይ ዩክረይን ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ምቅይያራት ክሊማ ዝፈጠርዎም ምዕልቕላቓት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልዕሊ 600 ሽሕ ሰባት ክፈናቐሉ ገይሮም ይብል።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ * እስራኤል ወራራ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ኣብ ዝቐጸለትሉ ተወሳኺ ምውጻእ ፍልስጤማውያን ትእዝዝ፣ * ብርቱዕ ህቦብላ ንፋስ ኣብ ግዝኣት ወስተርን ኣውስትራልያ ን1300 ሰባት ብዘይመብራህቲ ኣትሪፍዎም፡ * ሰበስልጣን ሩስያ ሓይልታቶም ሓሙሽተ ቁሸታት ኣብ ዞባ ኻርኪቭ ናይ ዩክረይን ከምዝተቖጻጸሩ ገሊጾም፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ምቅይያራት ክሊማ ዝፈጠርዎም ምዕልቕላቓት ኣብ ምብራቕ ኣፍሪቃ ልዕሊ 600 ሽሕ ሰባት ክፈናቐሉ ገይሮም ይብል።