SKIP TO MAIN CONTENT

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (14/04/2022)

SBS Tigrinya Daily News
Source: Getty

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ሓላፈ ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO)፡ ኣብ ካልእ ክፋላት ዓለም ዘለዉ ቅልውላዋት ተመሳሳሊ ቆላሕታ ኣይረኽቡን ኣለዉ ብምባል፣ ንማሕበረሰብ ዓለም ኣትኩርኦም ኣብ ዩክረይን ጥራይ ብምግባሮም ኮኒንዎም። * ንኣውስትራልያውያን ዪክረይናውያን ዝውክል ሃገራዊ ኣካል ሩስያውያን ዲፕሎማሰኛታት ክስጎጉ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ። * ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ኣብ’ዚ ግዜ ስልጣኑ ብልሽውናን ካልኦት ዘየድልዩ ተግባራት ኣባላት ባይቶን ዝምርምር ሓደ ፈደራል ኮሚሽን ብዘይምቛሙ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምርጫ ዝኣተዎ መብጽዓ ጠሊሙ ንዝተባህሎ ነጺግዎ። * ሚስተር ኣልባነሲ ሰልፉ እንተተዓዊቱ እቲ ጀላቡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ምምላስ ዝብል ፖሊሲ ከምዘለዎ ክዕቅቦ ምዃኑ ኣረጋጊጹ።

Published

Updated

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ሓላፈ ውድብ ጥዕና ዓለም (WHO)፡ ኣብ ካልእ ክፋላት ዓለም ዘለዉ ቅልውላዋት ተመሳሳሊ ቆላሕታ ኣይረኽቡን ኣለዉ ብምባል፣ ንማሕበረሰብ ዓለም ኣትኩርኦም ኣብ ዩክረይን ጥራይ ብምግባሮም ኮኒንዎም። * ንኣውስትራልያውያን ዪክረይናውያን ዝውክል ሃገራዊ ኣካል ሩስያውያን ዲፕሎማሰኛታት ክስጎጉ መጸዋዕታ ኣቕሪቡ። * ቀዳማይ ሚኒስተር ስኮት ሞሪሰን ኣብ’ዚ ግዜ ስልጣኑ ብልሽውናን ካልኦት ዘየድልዩ ተግባራት ኣባላት ባይቶን ዝምርምር ሓደ ፈደራል ኮሚሽን ብዘይምቛሙ ኣብ ዝሓለፈ እዋን ምርጫ ዝኣተዎ መብጽዓ ጠሊሙ ንዝተባህሎ ነጺግዎ። * ሚስተር ኣልባነሲ ሰልፉ እንተተዓዊቱ እቲ ጀላቡ ስደተኛታትን ሓተትቲ ዑቕባን ምምላስ ዝብል ፖሊሲ ከምዘለዎ ክዕቅቦ ምዃኑ ኣረጋጊጹ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now