Source: SBSዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026) * ሓደ ኣውስትራልያዊ ጉጅለ ኒዮ-ናዚ ክንብተን ኢና ኢሉ ድሕሪ ምግላጹ ሓደ ኣባል ሰልፊ ለይበር ንኣኽረርቲ ጉጅለታት ንምእጋድ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ የድምዕ ኣሎ ይብል፣ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኢማማት ኣውስትራልያ ግን ገለ መዳያቱ ንማሕበረሰብ ኣስላም ብዘይመጠን ጾር ክኾኖም`ዩ ይብል፣ * ክሊማ ዝከታተል ጉጅለ ኮፐርኒከስ፣ 2025 ኣብ መዝገብ እታ ሳልሰይቲ ዝወዓየት ዓመት ምንባራ ኣረጋጊጹ፣ * ቁጽሪ ሞት ካብ ምዕፋን`ቶም ንኢራን ወሪሮማ ዘለዉ ኣድማታትን ተቓውሞታትን ብውሑዱ ናብ 2571 ደይቡ፣ * ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ዋንጫ ካራባኦ ኣርሰናል ንቸልሲ 3-2 ስዒራታ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ጥሪ 2026) * ሓደ ኣውስትራልያዊ ጉጅለ ኒዮ-ናዚ ክንብተን ኢና ኢሉ ድሕሪ ምግላጹ ሓደ ኣባል ሰልፊ ለይበር ንኣኽረርቲ ጉጅለታት ንምእጋድ ዝካየድ ዘሎ ጻዕሪ የድምዕ ኣሎ ይብል፣ ሃገራዊ ቤት ምኽሪ ኢማማት ኣውስትራልያ ግን ገለ መዳያቱ ንማሕበረሰብ ኣስላም ብዘይመጠን ጾር ክኾኖም`ዩ ይብል፣ * ክሊማ ዝከታተል ጉጅለ ኮፐርኒከስ፣ 2025 ኣብ መዝገብ እታ ሳልሰይቲ ዝወዓየት ዓመት ምንባራ ኣረጋጊጹ፣ * ቁጽሪ ሞት ካብ ምዕፋን`ቶም ንኢራን ወሪሮማ ዘለዉ ኣድማታትን ተቓውሞታትን ብውሑዱ ናብ 2571 ደይቡ፣ * ኣብ ቀዳማይ እግሪ ግጥም ዋንጫ ካራባኦ ኣርሰናል ንቸልሲ 3-2 ስዒራታ፣