Source: SBSዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ሓምለ 2024) * ቤት ጽሕፈት ሜትዮሮሎጂ ንገለ ክፋላት ደቡብ ምብራቕ ኣውስትራልያ፣ ካብ ግዝኣት ታዝመንያ ጀሚሩ ናብ ግዝኣታት ቪክቶርያን ኒውሳውዝወልስን ዘባጽሕ ከቢድ ኩነታት ኣየር ክህሉ ምካኑ መጠንቀቕታ ሂቡ * ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ሓደ መዓልቲ ድሕሪቲ ኣብ ልዕሊ ሚስተር ትራምፕ ዝተፈጸመ ፈተነ ቅትለት ንሓድነት መጸዋዕታ ኣቕሪቦም * ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ስደተኛታት ብውሑስ ኣገባብ ናብ ካልእ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ቀሪቡ፣ ምሉእ ዝርዝሩ ይቕጽል
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (15 ሓምለ 2024) * ቤት ጽሕፈት ሜትዮሮሎጂ ንገለ ክፋላት ደቡብ ምብራቕ ኣውስትራልያ፣ ካብ ግዝኣት ታዝመንያ ጀሚሩ ናብ ግዝኣታት ቪክቶርያን ኒውሳውዝወልስን ዘባጽሕ ከቢድ ኩነታት ኣየር ክህሉ ምካኑ መጠንቀቕታ ሂቡ * ፕረዚደንት ጆ ባይደንን ዶናልድ ትራምፕን ሓደ መዓልቲ ድሕሪቲ ኣብ ልዕሊ ሚስተር ትራምፕ ዝተፈጸመ ፈተነ ቅትለት ንሓድነት መጸዋዕታ ኣቕሪቦም * ኣብ ሱዳን ዝርከቡ ኢትዮጵያውያንን ኤርትራውያንን ስደተኛታት ብውሑስ ኣገባብ ናብ ካልእ ቦታ ክግዕዙ ጻውዒት ቀሪቡ፣ ምሉእ ዝርዝሩ ይቕጽል