Citizenship appointments resume in all states and territories Source: AAPዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (17/09/2020) *** ኣውስትራልያዊት ግዝኣት ቪክቶርያ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ እቲ ዝተሓተ 28 ሓደስቲ መልከፍትታት ኮሮናቫይረስ መዝጊባ: *** ፈደራል መንግስቲ ንፈተና ዜግነት አውስትራልያ 'አውስትራልያዊ ክብሪ' ኢሉ ዝጽውዖ አትኩሮ ንኽውሃቦ ብምባል ከሐድሶ'ዩ: *** ሚንስተር ጥዕና አብ ሃገራዊ መደብ ክታበት ኮሮናቫይረስ ሃይማኖትን ባህልን ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ከኽብር ምኳኑ አረጋጊጹ: *** ስምምዕ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሒደት ዝጭበጥ ረብሓ ጥራይ’ዩ ተረኺብዎ ክብሉ ተንተንቲ ገሊጾም:
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (17/09/2020) *** ኣውስትራልያዊት ግዝኣት ቪክቶርያ ኣብ ዝሓለፈ 24 ሰዓታት ኣብ ሰለስተ ኣዋርሕ እቲ ዝተሓተ 28 ሓደስቲ መልከፍትታት ኮሮናቫይረስ መዝጊባ: *** ፈደራል መንግስቲ ንፈተና ዜግነት አውስትራልያ 'አውስትራልያዊ ክብሪ' ኢሉ ዝጽውዖ አትኩሮ ንኽውሃቦ ብምባል ከሐድሶ'ዩ: *** ሚንስተር ጥዕና አብ ሃገራዊ መደብ ክታበት ኮሮናቫይረስ ሃይማኖትን ባህልን ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባት ከኽብር ምኳኑ አረጋጊጹ: *** ስምምዕ ሰላም ኣብ መንጎ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሒደት ዝጭበጥ ረብሓ ጥራይ’ዩ ተረኺብዎ ክብሉ ተንተንቲ ገሊጾም: