ሓጸርቲ ዜናታት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (17 ሚያዝያ 2024)

Source: SBS
ሰላም ክቡራት ሰማዕትና፣ ናይ ሎሚ ሮቡዕ 17 ሚያዝያ 2024 ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * ሰራዊት እስራኤል ንሓደ ኣዛዚ ሒዝቡላህ ቀቲለ ይብል፡ * እስራኤል ኣብ መዓስከር ስደተኛታት ማቓዚ 11 ሰባት ቀቲላ ይብል ሚኒስትሪ ጥዕና ቓዛ፡ * ኣብ ከባቢታት ኣላማጣ ደጊሙ ዝተወልዐ ኲናት ዓሰርተታት ኣሽሓት ሰባት ኣመዛቢሉ፡ * ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ንሰብኣዊ ቅልውላው ኣብ ኢትዮጵያ ዝውዕል 600 ሚልዮን ዶላር መብጽዓ ተኣትዩለይ ይብል፣
Share