Source: SBSሓጸርቲ ዜንታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (17052024) * ሚኒስትሪ ጉዳያ ወጻኢ ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኮኒኑ፣ * ደቡብ ኣፍሪቃ ንዝለዓለ ቤት ፍርዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ደው ከተብል ትእዛዝ ክህብ ጸዊዓ፡ * ፕረዚደት ስሎቫክያ ናይ’ታ ሃገር ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ሮበርቲ ፊኮ፣ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ኣብ ከቢድ ግን ዝተረጋግአ ኩነታት ኣብ ሆስፒታል ኣሎ ይብል፣ * መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፒተር ዳተን ቅልውላው ኣባይቲ ንምዕራይ ቁጽሪ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ክጎድል ዘለዎ ውጥን ገሊጹ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ሓጸርቲ ዜንታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (17052024) * ሚኒስትሪ ጉዳያ ወጻኢ ኢትዮጵያ ንመግለጺ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኮኒኑ፣ * ደቡብ ኣፍሪቃ ንዝለዓለ ቤት ፍርዲ ውድብ ሕቡራት ሃገራት እስራኤል መጥቃዕቲ ኣብ ልዕሊ ራፋሕ ደው ከተብል ትእዛዝ ክህብ ጸዊዓ፡ * ፕረዚደት ስሎቫክያ ናይ’ታ ሃገር ቀዳማይ ሚኒስተር፣ ሮበርቲ ፊኮ፣ ሓደ መዓልቲ ድሕሪ ዝተኻየደሉ ፈተነ ቅትለት ኣብ ከቢድ ግን ዝተረጋግአ ኩነታት ኣብ ሆስፒታል ኣሎ ይብል፣ * መራሒ ተቓዋሚ ሰልፊ ፒተር ዳተን ቅልውላው ኣባይቲ ንምዕራይ ቁጽሪ ናብ ኣውስትራልያ ዝመጹ ሰባት ክጎድል ዘለዎ ውጥን ገሊጹ፣