Source: SBSኣርእስታት ዜና (22 ታሕሳስ 2025) * ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ስነስርዓት ዝክርን ምውላዕ ሽምዓን ንግዳያት ሽበራዊ ቅትለት ቦንዳይ ቪች ተካይዶም * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ንብቕዓት ፈደራል ኣኽበርቲ ሕጊን ትካላት ስለያን ኣብ ጸጥታን ድሕነትን ኣውስትራልያ መርመራ ክካየድ ምዃኑ ኣፍሊጡ * ፖሊስ ግዝኣት ቪክቶርያ ንግጥም ክሪኬት ጽባሕ መዓልቲ ልደት (Boxing Day Cricket) ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ከዋፍር'ዩ * ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝርከብ ሓደ ባር ብዘጋጠመ ጃምላዊ ተኹሲ ትሽዓተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ዓሰርተ ቆሲሎም
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣርእስታት ዜና (22 ታሕሳስ 2025) * ኣብ መላእ ኣውስትራልያ ስነስርዓት ዝክርን ምውላዕ ሽምዓን ንግዳያት ሽበራዊ ቅትለት ቦንዳይ ቪች ተካይዶም * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ንብቕዓት ፈደራል ኣኽበርቲ ሕጊን ትካላት ስለያን ኣብ ጸጥታን ድሕነትን ኣውስትራልያ መርመራ ክካየድ ምዃኑ ኣፍሊጡ * ፖሊስ ግዝኣት ቪክቶርያ ንግጥም ክሪኬት ጽባሕ መዓልቲ ልደት (Boxing Day Cricket) ተወሰኽቲ ኣባላት ሓለዋ ከዋፍር'ዩ * ኣብ ከተማ ጆሃንስበርግ ኣብ ዝርከብ ሓደ ባር ብዘጋጠመ ጃምላዊ ተኹሲ ትሽዓተ ሰባት ክሞቱ እንከለዉ ዓሰርተ ቆሲሎም