Watch FIFA World Cup 2026™

LIVE, FREE and EXCLUSIVE

ኤርትራውያን ስደተኛታት ካብ'ቲ ተኸቢቦሞ ዘለው ኩነተ ውግእ ሓገዛት ክንቅርበሎም ናብ ንኽእል ውሑሳት ቦታታት እንተዘየግዒዝናዮም ኣሽሓት ክሞቱ'ዮም

Daily News SBS Tigrinya 24012022

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (24/01/2022) * ወኪል ስደተኛታት ው. ሕ. ሃ. ኣሽሓት ኤርትራውያን ስደተኛታት ቀረብ ሰብኣዊ ረዲኤት ስለዘይረኸቡ ኣብ’ቲ ኵናት ዝሓመሶ ክልል ትግራይ ኣብ ትሕቲ ህይወት ዘስግእ ኩነታት ይነብሩ ኣለው ክብል ገሊጹ። * ስድራቤት ሙሩጋፓን ሰለስተ ኣባላት'ቲ ስድራ ተወሳኺ መሰጋገሪ ቪዛ ወይ ብሪጂንግ ቪዛ ከየመልክቱ ኣንጻር'ቲ ፈደራል ሚኒስተር ኢሚግሬሽን ዝወሰኖ ውሳነ ርትዓዊ ኣይነበረን ኢሉ ቤት ፍርዲ ፈደራል ሰርኪት ኮርት ድሕሪ ምውሳኑ ጉዳዮም ተዓዊቱ * ናብ ሎሚ ኣብ ዘውግሐ ለይቲ 56 ተወሰኽቲ ሰባት ብኮቪድ-19 ከምዝሞቱ ኣብ ዝተጸብጸበሉ ሚኒስተር ጥዕና ኣውስትራልያ ኦሚክሮን ኣብ’ቲ ዝለዓለ ክበጽሖ ዝኽእል ቁጽሪ ይበጽሕ ኣሎ ክብል ገሊጹ። * ሓደ በዓል መዚ ኣሜሪካ ጎበጣ ዩክረይን ብሩስያ ኣብ ዝኾነ እዋን ክፍጸም ይኽእል’ዩ ክብል ኣቐዲሙ ካብ ቤተ መንግስቲ ዋይት ሃውስ ዝተዋህበ መጠንቀቕታ መሊሱ ደጊምዎ።

Published

Source: SBS

Share this with family and friends

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now