Anthony Albanese will spend Christmas Day in Darwin, which is marking 50 years since Cyclone Tracy. Credit: AAP / Steven Saphore* ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያን መራሒ ተቓዋሚን መልእኽታት በዓል ልደቶም ኣብጺሖም፡ * ፕረዚደንት ጆ ባይደን 37 ንሞት ዝተፈርዱ እሱራት ብዕድመ ልክዕ ቀይርሎም፡ * መደበር ቴሌቪዥንን ስፖርትን ፎክስተል ተሸይጡ፣ * ሶማልያ ወሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራተይ መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክትብል ከሲሳ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
* ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያን መራሒ ተቓዋሚን መልእኽታት በዓል ልደቶም ኣብጺሖም፡ * ፕረዚደንት ጆ ባይደን 37 ንሞት ዝተፈርዱ እሱራት ብዕድመ ልክዕ ቀይርሎም፡ * መደበር ቴሌቪዥንን ስፖርትን ፎክስተል ተሸይጡ፣ * ሶማልያ ወሃደራት ኢትዮጵያ ኣብ ልዕሊ ወተሃደራተይ መጥቃዕቲ ፈጺሞም ክትብል ከሲሳ፣