Source: SBSሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (27 ታሕሳስ 2024) * ክልተ ባሕረኛታት ኣብ ውድድር ምጅላብ ካብ ሲድኒ ናብ ሆባርት ኣብ ትሕቲ ከቢድ ኩነታት ኣየር ኣብ ባሕሪ መይቶም፣ * ዝሑል ኩነታት ኣየር ነቶም ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኖም ዘለዉ ባርዓት ጣሻ ዝቆጻጸሩ ዘለዉ ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ነቲ ኩነታት ኣቃሊልሎም፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ነበር ማንሞሃን ሲንግ ኣብ መበል 92 ዓመቱ ዓሪፉ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 33 ዓመታት ኣብ ምጉስጓስን ምጥባቕን ሰብኣዊ መሰላት ቀንዲ ተዋሳኢ ዝኾነ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ስርሑ ደው ከብል ተኣዚዙ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ሓጸርቲ ዜናታት ኤስቢኤስ ትግርኛ (27 ታሕሳስ 2024) * ክልተ ባሕረኛታት ኣብ ውድድር ምጅላብ ካብ ሲድኒ ናብ ሆባርት ኣብ ትሕቲ ከቢድ ኩነታት ኣየር ኣብ ባሕሪ መይቶም፣ * ዝሑል ኩነታት ኣየር ነቶም ካብ ቁጽጽር ወጻኢ ኮይኖም ዘለዉ ባርዓት ጣሻ ዝቆጻጸሩ ዘለዉ ኣባላት መጥፋእቲ ሓዊ ነቲ ኩነታት ኣቃሊልሎም፣ * ቀዳማይ ሚኒስተር ህንዲ ነበር ማንሞሃን ሲንግ ኣብ መበል 92 ዓመቱ ዓሪፉ፣ * ኣብ ኢትዮጵያ ንልዕሊ 33 ዓመታት ኣብ ምጉስጓስን ምጥባቕን ሰብኣዊ መሰላት ቀንዲ ተዋሳኢ ዝኾነ ቤት ምኽሪ ሰብኣዊ መሰላት ኢትዮጵያ (ኢሰመጉ) ስርሑ ደው ከብል ተኣዚዙ፣