SKIP TO MAIN CONTENT

"ኣብ ኣሜሪካ ክሳብ ክልተ ሚእቲ ሽሕ ሰባት ክመቱ ይኽእሉ'ዮም" - ዶክተር አንተኒ ፋውቺ

Dr Anthony Fauci
Source: CNBC

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ቪክቶርያ ልዕሊ 820 ቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ድሕሪ ምምዝጋባ ናብ ልዕል ዝበለ ሳልሳይ ደረጃ ቀይድታት ከምዝተሰጋገረት አፍሊጣ። * ታዝመንያ ናይ ፈለማ ምስ ኮሮናቫይረስ ዝተአሳሰር ሞት ከምዝመዝገበት አፍሊጣ። * ሓደ አብ ጉዳይ ኮሮናቫይረስ ንመንግስቲ አሜሪካ ዘማኽር ክኢላ-ለበዳ-ሕማማት ክሳብ 200 ሽሕ ሰባት ክሞቱ ከምዝኽእሉ አጠንቂቁ። * ብሰንኪ ስእነት ካልእ ኣማራጺ እስራኤል ንሓተቲ ዑቅባ አብ ግዜ ቅልውላው ኮሮናቫይረስ ከም ዜጋታት ከም እትርእዮም አፍሊጣ።

Published

Source: SBS

Skip to podcast episode content

ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ * ቪክቶርያ ልዕሊ 820 ቫይረስ ኮሮና ዝተለኽፉ ሰባት ድሕሪ ምምዝጋባ ናብ ልዕል ዝበለ ሳልሳይ ደረጃ ቀይድታት ከምዝተሰጋገረት አፍሊጣ። * ታዝመንያ ናይ ፈለማ ምስ ኮሮናቫይረስ ዝተአሳሰር ሞት ከምዝመዝገበት አፍሊጣ። * ሓደ አብ ጉዳይ ኮሮናቫይረስ ንመንግስቲ አሜሪካ ዘማኽር ክኢላ-ለበዳ-ሕማማት ክሳብ 200 ሽሕ ሰባት ክሞቱ ከምዝኽእሉ አጠንቂቁ። * ብሰንኪ ስእነት ካልእ ኣማራጺ እስራኤል ንሓተቲ ዑቅባ አብ ግዜ ቅልውላው ኮሮናቫይረስ ከም ዜጋታት ከም እትርእዮም አፍሊጣ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now