Source: SBSዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) * ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ዓሪፉ፣ * ጽንኩር ኩነታት ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት ብደረጃ ዓለም 3.2 ትሪልዮን ዶላር ክሳራ ኣኸቲሉ፣ * ደቡብ ኮርያ ነቶም ዝሞቱ ሰባት ክብሪ ንምሃብ ናይ ሸውዓተ መዓልታት ሓዘን ኣዊጃ፣ * ባይቶ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ዕብይ ዝበለ ጸረግብረሽበራዊ ስርሒት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝትክእ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምርግጋእን ደገፍን ሶማልያ ክዋፈር ፈቓድ ሂቡ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ (30 ታሕሳስ 2024) * ፕረዚደንት ኣሜሪካ ነበር ጂሚ ካርተር ኣብ መበል 100 ዓመቱ ዓሪፉ፣ * ጽንኩር ኩነታት ኣየር ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ ዓመታት ብደረጃ ዓለም 3.2 ትሪልዮን ዶላር ክሳራ ኣኸቲሉ፣ * ደቡብ ኮርያ ነቶም ዝሞቱ ሰባት ክብሪ ንምሃብ ናይ ሸውዓተ መዓልታት ሓዘን ኣዊጃ፣ * ባይቶ ጸጥታ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ነቲ ዕብይ ዝበለ ጸረግብረሽበራዊ ስርሒት ሕብረት ኣፍሪቃ ዝትክእ ተልእኾ ሕብረት ኣፍሪቃ ንምርግጋእን ደገፍን ሶማልያ ክዋፈር ፈቓድ ሂቡ፣