home test kit designed to detect bowel cancer. Source: AAPኣብ ትሕቲ ሓድሽ ንፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ዝተዋህበ ምኽሪ ኣውስትራልያውያን ነጻ መመርመሪ መሳርሒታት መንሽሮ መዓንጣ (Bowel cancer test kits) ዝቕበልሉ ዕድመ ካብ 50 ናብ 45 ዓመት ዕድመ ክትሕት'ዩ። ሕሙማት ኣብ ሓደጋ ኣለዉ ተባሂሎም ስለይተወሰኑ ጥራይ ምልክታት ሕማም ሽለል ይበሃሉ ብምህላዎም ኣብ ትሕቲ 50 ኣብ ዝርከቡ ሰባት ቁጽሪ ሕማማት ስለዝወሰኹ መጠንቀቕታታት ክወሃቡ ኣገዲዲም ኣለዉ። ሓደ ሓድሽ መጽናዕቲ መንእሰያት ገና ቅድሚ ምሕማሞም ክሳብ ሓሙሽተ ዓመታት ብብዙሓት ዶክተራት ከምዝረኣዩ ኣረጋጊጹ።…
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ኣብ ትሕቲ ሓድሽ ንፈደራል መንግስቲ ኣውስትራልያ ዝተዋህበ ምኽሪ ኣውስትራልያውያን ነጻ መመርመሪ መሳርሒታት መንሽሮ መዓንጣ (Bowel cancer test kits) ዝቕበልሉ ዕድመ ካብ 50 ናብ 45 ዓመት ዕድመ ክትሕት'ዩ። ሕሙማት ኣብ ሓደጋ ኣለዉ ተባሂሎም ስለይተወሰኑ ጥራይ ምልክታት ሕማም ሽለል ይበሃሉ ብምህላዎም ኣብ ትሕቲ 50 ኣብ ዝርከቡ ሰባት ቁጽሪ ሕማማት ስለዝወሰኹ መጠንቀቕታታት ክወሃቡ ኣገዲዲም ኣለዉ። ሓደ ሓድሽ መጽናዕቲ መንእሰያት ገና ቅድሚ ምሕማሞም ክሳብ ሓሙሽተ ዓመታት ብብዙሓት ዶክተራት ከምዝረኣዩ ኣረጋጊጹ።…