Credit: SBS Tigrinyaምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (01042024) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * በዓል ፋሲካ ኣብ ኣውስትራልያን ብዛዕብኡ ዘለና ኣፍልጦን * ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ኣቶ መሓረና ይከኣሎ፣ ክኢላን ኣማኻርን ቁጠባን ንግዲን - ኣብ ዛዕባታት ንግዲ፣ ዋኒናት፣ ንብረት፣ ግብሪ፣ ቦንድ፣ ስቶክ፣ ዕዳ፣ ተቐማጢ ገንዘብን ካልእን * ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ - ሊቨርፑልን መሪሕነት ፕሪምየር ሊግን፣ ቢንያም ግርማይን መጉዳእቱን፣ ጓል 15 ዓመት ሓያል ኣትሌት ኢትዮጵያ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode content
Share this with family and friends
ምሉእ ትሕዝቶ ፈነወ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ (01042024) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ፣ * በዓል ፋሲካ ኣብ ኣውስትራልያን ብዛዕብኡ ዘለና ኣፍልጦን * ካልኣይ ክፋል ዕላል ምስ ኣቶ መሓረና ይከኣሎ፣ ክኢላን ኣማኻርን ቁጠባን ንግዲን - ኣብ ዛዕባታት ንግዲ፣ ዋኒናት፣ ንብረት፣ ግብሪ፣ ቦንድ፣ ስቶክ፣ ዕዳ፣ ተቐማጢ ገንዘብን ካልእን * ሰሙናዊ መደብ ስፖርት ኤስቢኤስ ትግርኛ - ሊቨርፑልን መሪሕነት ፕሪምየር ሊግን፣ ቢንያም ግርማይን መጉዳእቱን፣ ጓል 15 ዓመት ሓያል ኣትሌት ኢትዮጵያ ኣብ ጉያ እግሪ መሮር