Credit: SBS Tigrinyaቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (2 ጥሪ 2025) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ፍጻመ ቅትለት ኒው ኦርሊይንስ፣ ስለያ ኣውስትራልያን ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ጆን ሃዋርድን፣ ቓዛን ቀይዲ ኣልቦ ዝተባህለት እስራኤልን * ጸብጻባት ልኡኽና ስድራቤት ኤርትራውያን እሱራት መዓሰከር ዳባት ገንዘብ ክኸፍሉ ይሕተቱ ምህላዎም ገሊጾም፣ ሃገራዊ ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ ህወሓት ሓፈሻዊ ጉባኤ ከካይድ ሓቲቱ፣ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከም ዝቐጸለ ተሓቢሩ፣ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሑድ 71 ሰባት ሞይቶም * ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን 25 ዓመታት ኣብ ስልጣን ጸኒሑ፣ እዚ ነቕ ዘይበለ ሰላዪ ኬጂቢ ነበር ኣመራርሕኡ ከመይ ሓሊፉ፧ ኣተሓሕዝኡ ከመይ ኣሎ፧ * ገምጋም 2024: ብመዳይ ስፖርት ዓለምን ኣውስትራልያን ከመይ ሓሊፈን፧
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ ፖድካስት (2 ጥሪ 2025) * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ፍጻመ ቅትለት ኒው ኦርሊይንስ፣ ስለያ ኣውስትራልያን ቀዳማይ ሚኒስተር ነበር ጆን ሃዋርድን፣ ቓዛን ቀይዲ ኣልቦ ዝተባህለት እስራኤልን * ጸብጻባት ልኡኽና ስድራቤት ኤርትራውያን እሱራት መዓሰከር ዳባት ገንዘብ ክኸፍሉ ይሕተቱ ምህላዎም ገሊጾም፣ ሃገራዊ ኮሚሽን ምርጫ ኢትዮጵያ ህወሓት ሓፈሻዊ ጉባኤ ከካይድ ሓቲቱ፣ ኣብ ከባቢ ኣዋሽ ፈንታሌ ምንቅጥቃጥ ምድሪ ከም ዝቐጸለ ተሓቢሩ፣ ኣብ ክልል ሲዳማ ብዘጋጠመ ሓደጋ መኪና ብውሑድ 71 ሰባት ሞይቶም * ፕረዚደንት ሩስያ ቭላድሚር ፑቲን 25 ዓመታት ኣብ ስልጣን ጸኒሑ፣ እዚ ነቕ ዘይበለ ሰላዪ ኬጂቢ ነበር ኣመራርሕኡ ከመይ ሓሊፉ፧ ኣተሓሕዝኡ ከመይ ኣሎ፧ * ገምጋም 2024: ብመዳይ ስፖርት ዓለምን ኣውስትራልያን ከመይ ሓሊፈን፧