ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12/01/2023)

Credit: Getty Images
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ጥሪ 2022) - * ዜናታት ኣውስትራልያን ዓለምን፣ * ጸብጻባት ዜና ከባቢና፣ * ካርዲናል ፐል መን ዩ፣ ዝለዓለ ኣውስትራልያዊ መራሕ ሃይማኖት ኣብ ዓለም ክንሱ ንምንታይ ኣካታዒ ኮይኑን መንግስታዊ ስነስርዓት ቀብሪ ተኸሊኡ? * ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ * ካልኦት እዋናዊ ትሕዝቶታትን
Share