SKIP TO MAIN CONTENT

ምሉእ ትሕዝቶ ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (12 ነሓሰ 2024)

Full Podcast Tigrinya.jpg
Credit: SBS Tigrinya

ምሉእ ቀጥታ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ጸብጻብ ልኡኽና፥ * ኣብ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር ንግዚኡ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ፣ እዙይ ውሳኔ ዝተወስደ ብኣቦወንበር ህወሓት ዝምራሕ ክፋል ህወሓት ጽባሕ ሰሉስ ጉባኤ ህወሓት ኣብ ዝፀውዐሉ ወቕቲ እዩ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተሰረዘ ሕጋዊ ሰብነቱ፡ ብሓድሽ ንኽምዝገብ ዝተውሃበ ውሳነ ከምዘይቕበሉዎ ኣቦወንበሩን ምክትሉን ኣፍሊጦም፣ ኣብ ትግራይ ብብልሽውና ሓለፍቲ ተኣሲሮም ተባሂሉ፣ ፈስቲቫል ኤርትራ 2024 - ዝኽሪ 50 ዓመት ፈስቲቫል ቦሎኛ፡ ብወግዒ ከም ዝተኸፍተ ተገሊጹ፣ ዝተፈላለዩ ዉድባት ኤርትራ፡ ንስርዓት ኤርትራ ንምቅላስ ኣብ ጀርመን ሓባራዊ ልፍንቲ ከም ዝመስረቱ ኣፍሊጦም፣ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 5500 ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ኣገልግሎት ወጻኢ ኰይነን * ጀኖሳይድ/ምጽናት ዓሌት ሓያል ቃል ወይ ኣገላልጻ'ዩ። ብሓቂ ግን እንታይ ማለት'ዩ፧ ሓደ ግርጭት ጀኖሳይድ'ዩ ተባሂሉ መዓስ ይጽዋዕ መን'ዩ ዝውስን፧ ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። * ኣቶ መርእድ እያሱ ኣብ ኣውስትራሊያ ምንባር ካብ ዝጅምር 20 ዓመታት ዝገበረ ናይ ሕርሻ ምሁር እዩ። ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝሰርሓሉ ስራሕ ምትርጓምን ምስትርጓምን ኮይኑ፡ ብዛዕባ'ቲ ስራሕ ዘሎ ጥቕምታት ብፍላይ ድማ ጸገም ቋንቋ እንግልዝኛ ንዘለዎም ኣገልግሎት ምትርጓም ዘለዎ ረብሓ ንኤስቢኤስ ተንቲኑ ኣሎ። ኣብ`ዚ ናይ መወዳእታ ክፋል ኣቶ መርእድ ኣብ’ቲ ስራሕ ዘጋጥምዎ ጸገማትን ዕግበትን'ውን ኣካፊሉ ኣሎ። * ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ምሉእ ቀጥታ ፖድካስት ኤስቢኤስ ትግርኛ * ዕለታዊ ዜና ኤስቢኤስ ትግርኛ ጸብጻብ ልኡኽና፥ * ኣብ ትግራይ ሰላማዊ ሰልፊ ምግባር ንግዚኡ ከም ዝተኸልከለ ተገሊጹ፣ እዙይ ውሳኔ ዝተወስደ ብኣቦወንበር ህወሓት ዝምራሕ ክፋል ህወሓት ጽባሕ ሰሉስ ጉባኤ ህወሓት ኣብ ዝፀውዐሉ ወቕቲ እዩ፣ ህዝባዊ ወያነ ሓርነት ትግራይ ዝተሰረዘ ሕጋዊ ሰብነቱ፡ ብሓድሽ ንኽምዝገብ ዝተውሃበ ውሳነ ከምዘይቕበሉዎ ኣቦወንበሩን ምክትሉን ኣፍሊጦም፣ ኣብ ትግራይ ብብልሽውና ሓለፍቲ ተኣሲሮም ተባሂሉ፣ ፈስቲቫል ኤርትራ 2024 - ዝኽሪ 50 ዓመት ፈስቲቫል ቦሎኛ፡ ብወግዒ ከም ዝተኸፍተ ተገሊጹ፣ ዝተፈላለዩ ዉድባት ኤርትራ፡ ንስርዓት ኤርትራ ንምቅላስ ኣብ ጀርመን ሓባራዊ ልፍንቲ ከም ዝመስረቱ ኣፍሊጦም፣ ኣብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 5500 ኣብያተ ትምህርቲ ካብ ኣገልግሎት ወጻኢ ኰይነን * ጀኖሳይድ/ምጽናት ዓሌት ሓያል ቃል ወይ ኣገላልጻ'ዩ። ብሓቂ ግን እንታይ ማለት'ዩ፧ ሓደ ግርጭት ጀኖሳይድ'ዩ ተባሂሉ መዓስ ይጽዋዕ መን'ዩ ዝውስን፧ ነዚ ዝምልከት ሓደ ትሕዝቶ ኣለና። * ኣቶ መርእድ እያሱ ኣብ ኣውስትራሊያ ምንባር ካብ ዝጅምር 20 ዓመታት ዝገበረ ናይ ሕርሻ ምሁር እዩ። ንልዕሊ 10 ዓመታት ዝሰርሓሉ ስራሕ ምትርጓምን ምስትርጓምን ኮይኑ፡ ብዛዕባ'ቲ ስራሕ ዘሎ ጥቕምታት ብፍላይ ድማ ጸገም ቋንቋ እንግልዝኛ ንዘለዎም ኣገልግሎት ምትርጓም ዘለዎ ረብሓ ንኤስቢኤስ ተንቲኑ ኣሎ። ኣብ`ዚ ናይ መወዳእታ ክፋል ኣቶ መርእድ ኣብ’ቲ ስራሕ ዘጋጥምዎ ጸገማትን ዕግበትን'ውን ኣካፊሉ ኣሎ። * ሰሙናዊ መደብ ስፖርት

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now