ቀጥታ ምሉእ ትሕዝቶ ፖድካስት ኤስ ቢ ኤስ ትግርኛ (22 ታሕሳስ 2022)

Credit: Getty Images
ቀጥታ ፈነወ ምሉእ ትሕዝቶ ኤስቢኤስ ትግርኛ ጸብጻብ ሓደስቲ ዜናታት ገምጋም መወዳእታ ዓመት (2022)፥ ቁጠባን ፋይናንስን መቐጸልታ ቃለ መሕትት ምስ ጸሓፊን ጋዜጠኛን ሳሙኤል ገብረህይወት (ዓካ ዓካ)ን ጸሓፊን ኣቦወንበር ፔን ኤርትራ ዓወት ፍስሃየን መደብ ምንባር ኣብ ኣውስትራልያ - ኣምቡላንስ ከመይ ጌርኩም ትጽውዑ፧ ክትከፍሉ ይግባኣኩም ድዩ፧
Share