ጸብጻባት ዜና Credit: Getty* ናብ ትግራይ መሰረታውያን ግልጋሎት ንምምላስ ዝተቐመጠ ሰሌዳ ጊዜ ከም ዘየለ ተገሊጹ። * ዋና ኣካያዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ናይ ክብሪ ሽልማት ረኺቡ * ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ሰፊሕ ዝጠልብ ምዃኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። * ፕረ. ባይደን ንተሓታትነት ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝምልከት መዘክር ፈሪሞም። * ሃለዋታ ጠፊኡ ዝቐነየ ኤርትራዊት-ኣሜሪካዊት ሞይታ ተረኺባ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
* ናብ ትግራይ መሰረታውያን ግልጋሎት ንምምላስ ዝተቐመጠ ሰሌዳ ጊዜ ከም ዘየለ ተገሊጹ። * ዋና ኣካያዲ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝነበሩ ኣቶ ተወልደ ገብረማርያም ናይ ክብሪ ሽልማት ረኺቡ * ናብ ትግራይ ዝኣቱ ሰብኣዊ ሓገዝ ሰፊሕ ዝጠልብ ምዃኑ ውድብ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። * ፕረ. ባይደን ንተሓታትነት ጾታዊ መጥቃዕቲ ኣብ ኲናት ትግራይ ዝምልከት መዘክር ፈሪሞም። * ሃለዋታ ጠፊኡ ዝቐነየ ኤርትራዊት-ኣሜሪካዊት ሞይታ ተረኺባ።