SKIP TO MAIN CONTENT

'ዝተጋነነ ቅርሕንታዊ ተጻብኦ ኣንጻር ኤርትራ ይዓርግ ኣሎ' ፕረ. ኢሳይያስ; 'ንህወሓት ምጥፋእ ኮነ መሬት ምምላስ ዕላማ መንግስቲ አይነበረን' ኣምባ. ሬድዋን

Homeland Report
ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻባት ዜና: * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሓድሽ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ዘሕልፎ መልእኽቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተጻብኦታት ይዓርግ ኣሎ ክብል ገሊጹ። * ንህወሓት ምጥፋእ ኮነ መሬት (ምዕራብ ትግራይ) ምምላስ ዕላማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከም ዘይነበረ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቡ። * ጁቡቲን ሶማልያን ዝጸንሐ ዝምድናታተን ንምሕያል ከም ዝሰርሓ ኣረጋጊጸን። * ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብ'ታ ሃገር ዘለዎ ምትእትታው ኣብ ጉዳይ ፖለቲካ ንምውፃእ ከም ዝወሰነ ኣፍሊጡ።

Published

Updated

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና: * ፕረዚደንት ኢሳይያስ ኣፈወርቂ ንሓድሽ ዓመት ኣመልኪቱ ኣብ ዘሕልፎ መልእኽቲ ኣብ ልዕሊ ኤርትራ ተጻብኦታት ይዓርግ ኣሎ ክብል ገሊጹ። * ንህወሓት ምጥፋእ ኮነ መሬት (ምዕራብ ትግራይ) ምምላስ ዕላማ መንግስቲ ኢትዮጵያ ከም ዘይነበረ ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ተዛሪቡ። * ጁቡቲን ሶማልያን ዝጸንሐ ዝምድናታተን ንምሕያል ከም ዝሰርሓ ኣረጋጊጸን። * ወታደራዊ ሓይሊ ሱዳን ኣብ'ታ ሃገር ዘለዎ ምትእትታው ኣብ ጉዳይ ፖለቲካ ንምውፃእ ከም ዝወሰነ ኣፍሊጡ።

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now