Source: Gettyጸብጻባት ዜና * ሓላፊ ውደባዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ ምይይጥ ኣካይዱ። * ሓደስቲ ሶማላውያን ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ካለኦት ሃገራትን ተላኢኾም። * መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንድንፋዐ ምክልኻል ሓይሊ ሶማል ተሰማሚዖም። * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንመራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ነቒፉ። * ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንስደተኛታት ሓገዝ መተኣኻኸቢ መድረኽ ጀሚሩ።
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና * ሓላፊ ውደባዊ ጉዳያት ህግደፍ ምስ ኤርትራውያን ነበርቲ ኣውስትራልያ ምይይጥ ኣካይዱ። * ሓደስቲ ሶማላውያን ተዓለምቲ ናብ ኤርትራን ካለኦት ሃገራትን ተላኢኾም። * መራሕቲ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪቃ ንድንፋዐ ምክልኻል ሓይሊ ሶማል ተሰማሚዖም። * ቀዳማይ ሚኒስተር ኣብይ ኣሕመድ ንመራሕቲ ሃይማኖት ኦርቶዶክስ ኢትዮጵያ ነቒፉ። * ሕቡራት ሃገራት ኣብ ሱዳን ንስደተኛታት ሓገዝ መተኣኻኸቢ መድረኽ ጀሚሩ።