ጸብጻባት ዜና Credit: Gettyጸብጻባት ዜና (04042024) * ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ሩስያን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ፣ * ህወሓትን ብልጽግናን፣ መሰረታዊ ጠንቂታት ኩናት ትግራይ ብፖለቲካዊ ዘተ ንምፍትሑ ፈላሚ ርክብ ኣካይዶም፣ * ዓለምለኻዊ ትካል ገንዘብ ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ኣብ ስምምዕ ልቓሕ ከይበፅሐ ከም ዝተዛዘመ ተገሊጹ፣ * ኢትዮጵያን ፑንትላንድን ዝምድና ንምዕባይ ተሰማሚዐን፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና (04042024) * ሓይሊ ባሕሪ ኤርትራን ሩስያን ሓባራዊ ወተሃደራዊ ልምምድ የካይዱ ከምዘለዉ ተፈሊጡ፣ * ህወሓትን ብልጽግናን፣ መሰረታዊ ጠንቂታት ኩናት ትግራይ ብፖለቲካዊ ዘተ ንምፍትሑ ፈላሚ ርክብ ኣካይዶም፣ * ዓለምለኻዊ ትካል ገንዘብ ምስ ሰበስልጣን ኢትዮጵያ ዝነበሮ ፃንሒት ኣብ ስምምዕ ልቓሕ ከይበፅሐ ከም ዝተዛዘመ ተገሊጹ፣ * ኢትዮጵያን ፑንትላንድን ዝምድና ንምዕባይ ተሰማሚዐን፣