SKIP TO MAIN CONTENT

'ህወሓት ካብ መዝገብ ሽበራ ክወጽእን ኣብ ልዕሊ መራሕቱ ቀሪቦም ዝነበሩ ገበናዊ ክስታት ክቋረጹን እዮም' - ሬድዋን ሑሰይን

Homeland Report
ጸብጻባት ዜና Credit: Getty

ጸብጻባት ዜና: *ኢትዮጵየ 3ይቲ ሳተላይት ናብ ህዋ ንምውንጫፍ ኣብ ምድላው ከምዘላ ተፈሊጡ፣ * ህወሓት ካብ መዝገብ ራዕዲ ክእለ ምስ ፓርላማ ኢትዮጵያ ዝርርብ ከም ዝተገብረ ተገሊጹ፣ * ኣብ ትግራይ ዘሎ ዓፀቦ ከም ዘይተቓለለ ዓለምለኻዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ሓቢሩ፣ * ብዂናት ንዘጋጠመ ጉድኣት ካሕሳ ከምዘይህብ መድሕን ህይወት ኢትዮጵየ ኣፍሊጡ፣ * ሶማልያ፡ 9 ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም 35 ሰባት ብመጥቃዕቲ ቦምባ ተቐቲሎም

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና: *ኢትዮጵየ 3ይቲ ሳተላይት ናብ ህዋ ንምውንጫፍ ኣብ ምድላው ከምዘላ ተፈሊጡ፣ * ህወሓት ካብ መዝገብ ራዕዲ ክእለ ምስ ፓርላማ ኢትዮጵያ ዝርርብ ከም ዝተገብረ ተገሊጹ፣ * ኣብ ትግራይ ዘሎ ዓፀቦ ከም ዘይተቓለለ ዓለምለኻዊ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ሓቢሩ፣ * ብዂናት ንዘጋጠመ ጉድኣት ካሕሳ ከምዘይህብ መድሕን ህይወት ኢትዮጵየ ኣፍሊጡ፣ * ሶማልያ፡ 9 ኣባላት ሓንቲ ስድራ ዝርከብዎም 35 ሰባት ብመጥቃዕቲ ቦምባ ተቐቲሎም

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now