SKIP TO MAIN CONTENT

ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስትያን ኢትዮጵያ ንመንግስቲ ትኸስስ፣ ከቲቶም ዝጸንሑ ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ኤርትራ ናብ ገዝኦም ክምለሱ ጀሚሮም

Homeland Report
Source: Getty

ጸብጻባት ዜና * ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንመንግስቲ እታ ሃገር ከሲሳ * ሓለፍቲ ትግራይ ምምሕዳሮም ናብቲ ፌደራል ዝተቖጻጸሮ ቦታታት ክዝርግሑ ጀሚሮም * ኣብ ኤርትራ፡ ናብ ኲናት ከቲቶም ዝጸንሑ ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ነናብ ገዛኦም ክምለሱ ከም ዝጀመሩ ተገሊጹ * ሚንስትሪ ሰላም ኢትዮጵያ ዓመታዊ 400,000 ሰባት ብግጭት ከም ዝሞቱ ኣፍሊጡ

Published

By SBS Tigrinya

Presented by SBS Tigrinya

Source: SBS / SBS Tigrinya

Skip to podcast episode content

ጸብጻባት ዜና * ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክሳዊት ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ንመንግስቲ እታ ሃገር ከሲሳ * ሓለፍቲ ትግራይ ምምሕዳሮም ናብቲ ፌደራል ዝተቖጻጸሮ ቦታታት ክዝርግሑ ጀሚሮም * ኣብ ኤርትራ፡ ናብ ኲናት ከቲቶም ዝጸንሑ ኣባላት ዕቑር ሰራዊት ነናብ ገዛኦም ክምለሱ ከም ዝጀመሩ ተገሊጹ * ሚንስትሪ ሰላም ኢትዮጵያ ዓመታዊ 400,000 ሰባት ብግጭት ከም ዝሞቱ ኣፍሊጡ

Latest podcast episodes

Follow SBS Tigrinya

Download our apps

Watch on SBS

SBS World News

Take a global view with Australia's most comprehensive world news service

Stream now