Credit: Timon Reinhard/Unsplashጸብጻብ ልኡኽና (08/05/2025) * ኣይተ ብርሃነ ገብረገርግስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ፣ * ኣብ ዞባ ማእከል ኤርትራ ትርከብ ንኡስ ዞባ በሪኽ ካብ ምኽንሻብ ደቀኣንስትዮ ነጻ ምኳና ኣዊጃ፣ * ዝበዝሐ ኣካል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ከምዘሎ ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ለገሰ ቱሉ ገሊፁ፣ * ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ሱዳን ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ንምቁራጽ ዝወሰደቶ ውሳነ ኣፍልጦ ከምዘይትህብ ገሊጻ፣
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻብ ልኡኽና (08/05/2025) * ኣይተ ብርሃነ ገብረገርግስ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ውዒሉ፣ * ኣብ ዞባ ማእከል ኤርትራ ትርከብ ንኡስ ዞባ በሪኽ ካብ ምኽንሻብ ደቀኣንስትዮ ነጻ ምኳና ኣዊጃ፣ * ዝበዝሐ ኣካል ክልል ኣምሓራ ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር መንግስቲ ከምዘሎ ሚኒስትር ኮሚኒኬሽን መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣቶ ለገሰ ቱሉ ገሊፁ፣ * ሕቡራት ኢማራት ዓረብ ሱዳን ዲፕሎማስያዊ ዝምድናታት ንምቁራጽ ዝወሰደቶ ውሳነ ኣፍልጦ ከምዘይትህብ ገሊጻ፣