ጸብጻባት ዜና Credit: Gettyጸብጻባት ዜና: * ጻንሒት ኮሚቴ ተቖጻጻሪ ሕብረት ኣፍሪካ ንስምምዕ ፕሪቶርያ ከም ዝተናውሐ ተገሊጹ - እቲ ውሳኔ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዘካየዶ ዑደት ዝሰዓበ’ዩ፡ * ኣብ ሶማል፤ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ዝዓለመ መጥቃዕቲ ከም ዝፈሸለ ሚ/ሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡ * ኣብ ኤርትራ ዓለምለኻዊ መዓልቲ መግቢ "ውሑስ መግቢ ህይወት የድሕን" ብዝብል ቴማ ተኸቢሩ፡ * ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ምስዋር ሰባት ኣብታ ሃገር ዝምልከት ጥርዓናት ይበጽሖ ምህላው ኣፍሊጡ፡ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝተዳለዉ ሓይሊታት ከምዘለዉ ኣፍሊጡ
Published
By SBS Tigrinya
Presented by SBS Tigrinya
Source: SBS / SBS Tigrinya
Skip to podcast episode contentShare this with family and friends
ጸብጻባት ዜና: * ጻንሒት ኮሚቴ ተቖጻጻሪ ሕብረት ኣፍሪካ ንስምምዕ ፕሪቶርያ ከም ዝተናውሐ ተገሊጹ - እቲ ውሳኔ ፍሉይ ልኡኽ ኣሜሪካ ኣምባሳደር ማይክ ሃመር ኣብ ኢትዮጵያ ድሕሪ ዘካየዶ ዑደት ዝሰዓበ’ዩ፡ * ኣብ ሶማል፤ ንሰራዊት ኢትዮጵያ ዝዓለመ መጥቃዕቲ ከም ዝፈሸለ ሚ/ሪ ወጻኢ ኢትዮጵያ ገሊጹ፡ * ኣብ ኤርትራ ዓለምለኻዊ መዓልቲ መግቢ "ውሑስ መግቢ ህይወት የድሕን" ብዝብል ቴማ ተኸቢሩ፡ * ኮሚሽን ሰ/መሰላት ኢትዮጵያ ምስዋር ሰባት ኣብታ ሃገር ዝምልከት ጥርዓናት ይበጽሖ ምህላው ኣፍሊጡ፡ * መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ፀገም ፀፅታ ንምፍጣር ዝተዳለዉ ሓይሊታት ከምዘለዉ ኣፍሊጡ